ትሕቲ 10,000 ቁፅርታት ብቕደም ሰዓብ ምስራዕ

1.1 ምቑፃር በቢሚኢቲን ሽሕን ክሳብ 10,000
ቁፅርታት ብቕደም ሰዓብ እንትንሰርዕ ብክልተ ደረጃ እዩ [br][list=1][*]መፈለምታ ብ በዝሒ ድጂቶም እንትኾን በዝሒ ድጅቶም ማዕረ እንተኾይኑ[br][/*][*]ኣብ ቐድሚት ዝርከብ ድጂት ምንፅፃር ይኸውን[br][/*][/list]ልበ- increasing ማለት ካብ ንእሽተይ ናብ ዓብይ ምስራዕ እንትኾን[br] decreasing ማለት ድማ ካብ ዓብይ ናብ ንእሽትይ ምስራዕ እዩ
1.1 ምቑፃር በቢሚኢቲን ሽሕን ክሳብ 10,000

Information: ትሕቲ 10,000 ቁፅርታት ብቕደም ሰዓብ ምስራዕ